ZOOM

ሰላም ኣሕዋት፡ ከመይ ሓዲርኩም። ሎሚ መዓልቲ ናይ ትግርኛ ክላስ ብናይ ርሕቐት ኣመሃህራ ኢና ክንጥቀም።

1) ነዚ ኣብ ታሕቲ ዝወሃበኩም ናይ ዙም ሓበሬታ ብምጥቃም ሰዓት 3ድቀ ክትኣትዉ ትኽእሉ

2) ተመሃሮን ወለድን ዘለና ሕቶ  ክንዛራረበሉ ባይታ ዝፈጥር ስለዝኾነን ሓድሽ ኣገባብ ከም ምዃኑ መጠን ድማ ክሳብ ንለምዶ ብዙሕ ቴክኒካል ነገራት ከጋጥሙና ስለዝኾኑ እንዳተሓጋገዝና ንመሃሃር።

3) ድሮ ክላስ ጀሚርኩም ዘለኹም ተመሃሮ  (ብኡ መጠን ድማ ዝሓገዝክምዎም ወለዲ) good job  and keep it up!! ይብለኩም።
Thanks


 Ghebre Ghebre is inviting you to a scheduled Zoom meeting.
Join Zoom Meetinghttps://us04web.zoom.us/j/673595684?pwd=YmFJWS83V1REK0Z4enY1V0QzTkZnQT09
Meeting ID: 673 595 684Password: 032739
One tap mobile,,673595684# US Toll
Dial by your location         US Toll        Meeting ID: 673 595 684Find your local number: https://us04web.zoom.us/u/fxpHbfanV